Till sidans innehåll
Languages

ትግርኛ (Tigrinya)

ኣብ Östergötland ንዝርከቡ ዓበይቲ ዝወሃብ ናይ ሞያ ስልጠና
ኣብዚ ገጽ እዚ ኣብ Östergötland ንዝርከቡ ዓበይቲ ዝኸውን ናይ ሞያ ትምህርትን ዝተፈላለዩ ዓይነት ትምህርትን ይረኽቡ።

ልዑል ሕጽረት ጉልበት ኣብ ዘለዎምን ትምህርቲ ናብ ስራሕ ዝመርሓሉ ናይ ሞያ ዘርፍታት፣ ንኣብነት፣ ብዛዕባ ጥዕናን ክንክንን፣ ብኢንዱስትርያዊ ቴክኖሎጂ፣ ብዛዕባ ኤለክትሪክን ኢነርጂን፣ ህንጸትን ሲቪላዊ ምህንድስናን፣ ተሽከርከርትን መጓዓዝያን ዝኣመሰሉ እዮም።

ኩሎም ትምህርትታት ኣብ ስዊድን እዮም ከምኡ’ውን ነዚኦም ትምህርትታት ዘመልክቱ እንድሕር ኮይኖም ቋንቋ ስዊድን ክፈልጡ ኣለዎም።

ቅድሚ ሕዚ ናይ ሞያ ተመክሮ እንተሃልዩዎም ግን ከዓ ነጥቢ እንተዘይሃልዩዎም ወይ ናይ ብቅዓት መረጋገጺ እንተዘይሃልዩዎም፣ ሕጋዊ ምግባር ብሓቂ ንዝፈልጡዎ ነገር መረጋገጺ ንክረኽቡ ዕድል ክኸፍተሎም ይኽእል እዩ።

ሕቶታት እንተሃልዩዎም ወይከዓ ብዝበለጸ ክፈልጡ እንተደልዮም – ምስ ኣብ ምምሕዳር ከተምኦም ዝርከብ ኣማኻሪ መጽናዕትን ሞያን ይራኸቡ!

Senast uppdaterad: 1 juli 2022, 21:39